ሓድነታዊ ጉባኤ ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበት - ኣብ ኢ/ኦ/ተ/ቤ/ክ መንበረ ፓትርያርክ ሓድነታዊ ጉባኤ ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበት
  • ፈላማይ ገጽ
  • ስለ ኅብረትና
    • መሠረታዊ መረዳእታታት
    • መዋቕራዊ አወዳድባ
    • የውስጥ ደንብ (PDF)
  • ናይ አገልግሎት ክፍልታት
    • ቋሚ ናይ ርክብ ጉዳያት ኮሚቴ
    • ቋሚ ናይ ትምህርትን ስልጠናን ጉዳያት ኮሚቴ
    • ቀዋሚ ናይ መዝሙርን ተዛመድቲ ጉዳያትን ኮሚቴ
    • ቀዋሚ ናይ ትልሚ ምድላውን ትንተናን ኮሚቴ
    • ቀዋሚ ናይ ልምዓትን ዓርሰ ምኽአልን ኮሚቴ
    • ቀዋሚ ናይ ምሕደራን ፋይናንሳዊ ጉዳያትን ኮሚቴ
    • ቀዋሚ ናይ መረዳእታን ናይ ዝተፈላለለዩ እዋናዊ ጉዳያት ኮሚቴ
    • ናይ ፅንዓትን ምርምርን ቀዋሚ ኮሚቴ
    • ናይ በዓል ምድላው ቀዋሚ ኮሚቴ
  • ሥርዓተ ትምህርቲ
    • መሰረታዊ መረጃዎች
      • ማውጫ
      • የማስተግበሪያ ሰነድ ለ 2014 ዓ/ም (PDF)
    • 1ኛ ክፍል
      • መሠረት ሃይማኖት (PDF)
      • ሥርዓተ ቤተ ክርስቲያን (PDF)
      • የመጽሐፍ ቅዱስ ጥናት (PDF)
      • ክርስቲያናዊ ሥነ ምግባር (PDF)
      • ልሳነ ግእዝ (PDF)
  • ፕሮጀክትታት
  • መዝሙረ ማኅሌት
    • የዓመት ቀለም
      • የመስከረም ወር መዝሙሮች
  • ብዙይ ይርከቡና
  • Menu Menu

መሠረታዊ መረዳእታታት

ሓፂር መግለፂ

ዓለም ለኸ ሓድነት ናይ ሰ/ት/ቤታት ማለትውን ብኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ሰ/ት/ቤታት አወዳድባ መምርሒ ብዓለም ለኸ ሰ/ት/ቤታት ሓድነት ጠቕላላ ጉባኤ ዝምስረት ብቅዱስ ሲኖዶስ ፀዲቑ ካብ ጠቕላይ ቤተ ክህነት እስካብ ናይ ጣብያ ሰ/ት/ቤት ዘሎ አገልግሎት ውፅኢታዊ ንምግባር ዝሰርሕ መዋቕር እዩ።

ርእይ

ኣብ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ዝምስረቱ ኣብያተ ት/ቲ ሰንበት እምነት፣ ስርዓትን ትውፊትን ዝፈልጡ፤ ምምሕዳራዊን መንፈሳዊ ኣገልግሎታን ዝርከብ፤ ብስነ ምግባር ዝተሃነፀን ኣብ ሃገራዊ ኮነ ዓለም ለኻዊ ለውጦታት ሰናይ ተፅዕኖ ክፈጥር ዝኽእል ብቑዕ ትውልዲክፈጥሩ ምርኣይ

ተልእኾ

በቢ ደረጅኡ ናይ ዝምስረቱ ኣብያተ ት/ቲ ሰንበት ሓድነት ብምጥንኻርን ማእከላዊ ኣሰራርሓ ብምትካል ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን እምነት፣ ስርዓትን ትውፊትን ዘምህሩን ዘሐልዉን ኣብያተ ት/ቲ ሰንበት ብምውቓር፣ ብምጥንኻርን፣ ብምትሕብባርን ናይ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ሃዋርያዊ ኣገልግሎት ብሃገር ደረጃ ኢሉ ‘ውን ኣብ ሙሉእ ዓለም ንክስፋሕፍሑ ምኽኣል።

እሴታት (ፀጋታት)

  • ቅዱስን አብነትን ዝኾነ ምምሕዳራዊ አገልግሎት ብትሕዝቶ ፦ ብአነባብርኡን ብቕድስና ስራሕትን ዝምስክር ህፃናትን መናእሰያትን አነ ቅዱስ እየሞ ንስኻትኩም እውን ቅዱሳን ኩኑ ብምባል ናይ አምላኽና ትእዛዝ ዝትርጉም ምዃኑ ዘረጋግፅ እዩ።
  • ፅንዓትን ምስክርነትን ፦ ብግዚኡን አብ ዘይ ግዚኡን ብክርስትያናዊ ማንነት ምፅናዕ ብተግባር ዝትርጉምን ናይ ተጋድሎ አርኣያ ዝኾነ ውሳነ ፣ አገልግሎትን ተግባራዊ ምስክርነትን።
  • ብፍቕሪ ዝኾነ አገልግሎት ፦ አብ ውሽጢ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ዘለዉ ንምፅናዕ ዘየለዉ ድማ ብትምህርትን ብአርአያ ብምንባር ንምምፃእ እናተግሁ ንኹሉ ፍቕሪ ምሃብ።
  • ዘመኑ ምቕዳም፦ ክርስትያን መናእሰይ አብ ዘይክርስትያናዊ እሴታት(ውህብቶታት) ዝቖመ ነገር ግን ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ብርዳእ እንዳተለሓሓመ አብ ዝርከብ ሉአላዊነት አንፃር ” ኩሉ ዓለም ደቀ መዛሙርተይ ግበርዎም” ዝብል ናይ ክርስትያናዊ ሉኣላዊነት አምላካዊ ትእዛዝ ንዝፍፅሙ ዝተቐደሰ ናይ ክርስትያን ፈተናታት ዝቋቖም ዓቕሚ ንኸማዕብሉ ምሕጋዝ።
  • ክርስቲያናዊ ሓላፊነት ፦ ናይ ትኽክለኛ መንገዲ ዘበላሹ ናይ መናእሰይ ውዕሎ ፍፁም ብዝኾነ ትጋሃት ምክልኻልን ቁፅፅር ብምግባር ናይ ፅቡቕ ስነ ምግባር ፣ጠንኪርካ ምስራሕ፣ናይ ሀገርን ናይ ደቂ ሰባትን ተምሳሌት ምኻን።
Share this entry
  • Share on Facebook
  • Share on X
  • Share on WhatsApp
  • Share on Pinterest
  • Share on LinkedIn
  • Share on Tumblr
  • Share on Vk
  • Share on Reddit
  • Share by Mail

Search Search

Recent Posts

  • መዝሙር 9. ዮሐንስ ክቡር
  • መዝሙር 8. ወአተኒ ሕፃን
  • መዝሙር 7. ጸሊ-ኀበ አምላክ
  • መዝሙር 6. ራጉኤል
  • መዝሙር 2. ስምዐኒ እግዚዖ

Archives

  • October 2021
  • September 2021
© Ethiopian Orthodox Church Global Sunday School Union | Website by atbiya.com
  • Link to Facebook
  • Link to Youtube
  • Link to Telegram
  • Link to TikTok
Link to: መዋቕራዊ አወዳድባ Link to: መዋቕራዊ አወዳድባ መዋቕራዊ አወዳድባ
Scroll to top Scroll to top Scroll to top