ቀዋሚ ናይ መረዳእታን ናይ ዝተፈላለለዩ እዋናዊ ጉዳያት ኮሚቴ

“ነገር ግን ኩሉ ብአግባብን ብስርዓትን ይኹን ።”(፩ይ ቆሮ ፲፬፥፵)

ናይ መንበረ ፓትርያሪክ ናይ ሰ/ት/ቤታት ሓድነት ሓፈሻዊ ጉባኤ ቀዋሚ ናይ መረዳእታን ዝተፈላለዩ እዋናዊ ጉዳያት ኮሚቴ ብሰ/ት/ቤታት አገልግሎት ዙርያ ዝጠናኸሩ ናይ መዓልቱ መዓልቱን ሜላዊ መረዳእታን ከምኡ እውን ታሪኻዊ ከይድታትን ንምምዝጋብ ዘመኑ ብዝጠልቡናይ ስነ ፅሑፍ ውፅኢታት ምኽንያት ናይ ስነ ፅሑፍ፣ናይ ድምፂን ናይ ምስልን መዛግብትታት ውፅኢት ዘለዎም ቋታት የዳልው።ዓለም ለኸ ደረጅኦም ዝሓለዉ ናይ ድህረ ገፃትን ናይ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፃትን ከምኡ እውን ናይ መራኸብቲ ሜላታት ምኽንያት በቢመደቡን በቢደረጅኡን ዘለዉ ናይ ሰ/ት/ቤታት ምንቅስቓስ ንህዝበ ክርስትያን የፋልጥ።ናይ ሰ/ት/ቤታት አገልግሎት እውን በቢግዚኡ ዘመኑ ብዝጠልብ መልክዑ ብመረዳእታ ብዝተደገፉ መፅናዕትታትን ትልምን መሰረት እንዳተመሓየሸ ንክኸይድን ንወለዶ ንክመሓላለፍ አድላዪ ናይ ስነ መላ እታዎታት የዘጋጁ።አብ መላእ ዓለም ካብ መንበረ ፓትርያሪክ ናይ ሰ/ት/ቤታት መዳለዊ መምርሒ እስካብ ናይ ጣብያ ሰ/ት/ቤታት ድረስ ብዝተዘርግሐ ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ናይ ሰ/ት/ቤታት መዋቕራዊ አደላልዋ ውሽጢ ናይ ሰ/ት/ቤታት መረዳእታ ብተኸታታልነትን ብዝተቐላጠፈ ኩነታት ንኽምዝገብ፣ንክሰራጮን ንእታዎታት ትልሚ ንክውዕል አድላዪ ዝኾኑ ናይ ስነ መላ መተግበርያታት ንምዝግጃው ይተግህ።

ብፌስቡክ ይርከቡና