ብሓድነቱ አብ ትግባረ ዘለዉ ፕሮጀክትታት

ብመሰረት ስልታዊ ትልሙ መፈፀምቲ ፕሮጆክትታት ተዳልዮም ንጠቕላይ ቤተ ክህነት ዝቐረቡ እንትኾን ብሜላዊ እቅዱ ዝተፈላለዩ ዋና ዋና ዕላማታት ንምስኻዕ  ብፕሮጀክት ንክምርሑ አንፈት ተዋሂብዎ ብቅዱስ ፓትሪያሪክ መዳይ ብቐዋሚ ሲኖዶስ ተራእዩ ትግባረ (ምትግባር) ተጀሚሩ።

ፕሮጆክትታቱውን ሰፊሕ ካብ ምኻኑ ዝተለዓለ አብ ሰለስተ ዘርፊ ተፈልዮም  ቀሪቦም።ንሳቶም እውን፦

  1. ምድላውን ምትግባርን ስርዓተ ትምህርቲ ዘርፊ፣
  2. ሚዲያን ቴክኖሎጂን ዘርፊ
  3. ናይ ዓቕሚ መጎልበትን መዋቕራዊ አሰራርሓ ዘርፊ

1.ዘርፊ ምድላውን ምትግባርን ስርዓተ ትምህርቲ

  1. ምድላው ናይ ሰንበት ት/ት ቤታት መምርሒ ስርዓተ ትምህርቲ መፅሓፍ፣
  2.    ምድላው ናይ ሰንበት ትምህርት ቤታት መምርሒ ስርዓተ ትምህርቲ መፅሓፍ (እንግሊዝኛ፣ ኦሮምኛን ትግርኛን) ትርጉም፣
  3. ካብ 1ይ እስካብ 4ይ ክፍሊ 27 መፃሕፍቲ ምድላው፣
  4. ካብ 5ይ እስካብ 8ይ ክፍሊ 28 መፃሕፍቲ ምድላው፣
  5. ካብ 9ይ እስካብ 12ተ ክፍሊ 26 መፃሕፍቲ ምድላው፣
  6. ካብ 1ይ እስካብ 12ተ ክፍሊ 81 ትርጉም መፃሕፍቲ (ብእንግሊዝኛ፣ ኦሮምኛን ትግርኛን) ምድላው፣
  7. ምምስራት ናይ ሰንበት ትምህርት ቤታት መምህራን መሰልጠኒ ተቋም (ድርጅት)፣
  8. ምምስራት ናይ ስነ ጥበባት መማዕበሊ ማእኸል፣
  9. ምምስራት ናይ መሳርሕታት ትምህርቲ መምረቲ ድርጅት፣
  10. ምምስራት ናይ ተጓዳኝ ትምህርትታት መማዕበሊ ማእኸል፣

2.ናይ ሚዲያን ቴክኖሎጂን ዘርፊ

  1. ናይ //ቤታት ትምህርቲ ብቴሌቪዥን ስቱዲዮ ህንፀት እታዎታት መማልኢ ፕሮጆክት፣
  2. ናይ ሕትመት ምድላው ፕሮጆክት፣
  3. ናይ ሶሻል ሚዲያ ፕሮጆክት፣
  4. ምልማዕን ምውዳብን ቨርችዋል መመሃሪ ማእኸል ፕሮጆክት፣
  5. ምልማዕ ሶፍትዌርን አፕሊኬሽንን ፕሮጆክት፣

3.ናይ ዓቕሚ መጎልበትን መዋቕራዊ አሰራርሓን ዘርፊ

  1. ምስረታ ናይ አመራርሓን አገልገልትን መፍረዪ ተቋም
  2. ምድላው መዋቕራዊ መፈፀሚያን መምርሒ ማንዋል ፕሮጀክት፣
  3. ናይ አመራርሓና ተተካእቲ መደበኛ ስልጠና ፕሮጀክት፣
  4. መዋቕራዊ ኽትትል፣ መረዳእታን ናይ ሜላዊ ትልምን  ስርዓተ ትግበራ ፕሮጆክት