ናይ በዓል ምድላው ቀዋሚ ኮሚቴ

“እግዚአብሔር ዝሰርሓ መዓልቲ እዚአ እያ፤ፅቡቕ እንስራሕ ብአአውን ደስ ይበለና” – መዝ ፻፲፯ ፥ ፳፬

 

ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ካብ ዘለውዋ ትውፊታት ማእኸል ናይ አደባባይ በዓላታ ይጥቀሱ።ናይ በዓል ምድላው ቀዋሚ ኮሚቴ ሰ/ት/ቤታት ብሓባር ዘኽብርዎም ከም መስቀልን ጥምቀትን ዝመሳሰሉ ናይ አደባባይ በዓላት ኮምኡውን ሰ/ት/ቤታት ናይ ልምዲ ልውውጥ ዝገብሩሎም መድረኻት አብ መላእ ዓለም ከመንበረ ፓትርያሪክ ናይ ሰ/ት/ቤታት መዳለዊ መምርሒ እስካብ ናይ ጣብያ ሰ/ት/ቤታት ድረስ ብዝተዘርገሐ ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ናይ ሰ/ት/ቤታት መዋቕራዊ አደላልዋ ውሽጢ ብደሚቕ ኩነታትን ውፅኢት ብዘለዎ አሰራርሓ ንኽዳሎ ንምግባር ይፅዕር።ዓመታዊ ናይ ሰ/ት/ቤታት መዓልቲ ምድላውን ብሙልእ ሓላፌነት የተሓባብር።

ብፌስቡክ ይርከቡና