መዋቕራዊ አወዳድባ

ሓፂር መግለፂ

አብ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ካብ ጠቕላይ ቤተ ክህነት እስካብ ጣብያ ካብ ዘለዋ ሰፊሕ መዋቕራት ማእኸል እቲ ሓደ ናይ ሰ/ት/ቤታት አገልግሎት ዝመርሕን ዘተሓባብርን መዋቕር እዩ።መዋቕሩ በቢግዚኡ እንዳተመሓየሸ ሕዪ አብ አገልግሎት ዝርከብ ብ2006 ዓ.ም ብቕዱስ ሲኖዶስ ንሳልሳይ ግዜ ዝተመሓየሸ ናይ ሰ/ት/ቤታት ሓድነት ዓለም ለኸ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፣ሀገር ለኸ፣ወረዳ ቤተ ክህነትን መምርሒ መሰረት አገልግሎቱ አብ ምምራሕ ይርከብ።

ናይ ዓለም ለኸ ሰ/ት/ቤታት ሓድነት ናይ መደብ አወቓቕራ

1.  ቤት ፅሕፈት ናይ አመራርሓ ስራሓቲ
2. ቀዋሚ ናይ ርክብ ጉዳያት ኮሚቴ
3. ቀዋሚ ናይ ትምህርትን ስልጠናን ኮሚቴ
4. ቀዋሚ ናይ መዝሙርን ተዛመድቲ ጉዳያትን ኮሚቴ
5. ቀዋሚ ናይ ትልሚ፣ምድላውን ትንተናን ኮሚቴ
6. ቀዋሚ ልምዓትን ዓርሰ ምኽአልን ኮሚቴ
7. ናይ መረዳእታን ዝተፈላለዩ ወቕታዊ ጉዳያትን ኮሚቴ
8. ቀዋሚ ምምሕዳርን ጉዳያት ፋይናንስን ኮሚቴ
9. ቀዋሚ ናይ በዓል ምድላው ኮሚቴ
10. ፅንዓትን ምርምርን ቀዋሚ ኮሚቴ

ናይ መንበረ ፓትሪያሪክ ጠቕላይ ቤተ ክህነት ሰ/ት/ቤታት ሓድነት ጠቕላላ ጉባኤ

ናይ ሀገረ ስብከት ሰ/ት/ቤታት ሓድነት አወዳድባ

ናይ ወረዳ ቤተ ክህነት ሰ/ት/ቤታት ሓድነት አወዳድባ

ናይ ጣብያ ሰ/ት/ቤታት አወዳድባ